
Warsay by Solomon Berhe
'Warsay' volume 10 of the stories of war accounts published by Hdri Publishers, includes stories that the National Service and Sawa - as a military training center and home of vocational schools - played in shaping and changing the attitude of the Eritrean youth from different parts of the country and the role they played in nation building and safeguarding the national sovereignty. Warsaycontains 50 stories accompanied with pictures and an introduction.
ማእከል ስልጠና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ መበል 25 ዓመት ጽንብል ምምስራት ናይታ ትእምርቲ መኸተን ልምዓትን ዝኾነት፡ ሃገራዊ ቅርዓት መንእሰያት ሳዋ፡ እዛ ዋርሳይ ዘርእስታ፡ 49 ሓጸርቲ ዛንታታት ዝሓዘት መጽሓፍ ኣሕቲሙ ናብ ኣንበብቲ ይዝርግሕ ኣሎ።
ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ መደበር ታዕሊም፡ ውሑስ መዕቈቢ ተጋደልቲን ናይ ውግእ ቦታን ዝነበረ ሳዋን ከባቢኣን፡ ድሕሪ ናጽነት ንሰለስተ ዓመታት ዝኣክል ጸምዩዎ እዩ ነይሩ። ሳዋ፡ ጥዑም ማያን ኣግራባን ሒዛ ጽምዋ ዓሲሉዋ ድሕሪ ምጽናሕ ግን፡ ቅድሚ 25 ዓመታት ኣብ ሚያዝያ 1994፡ እቶም እትፈልጦም ናይ ቀደም ተጋደልቲ ደቃ (ኣባላት ክፍሊ ታዕሊም ህዝባዊ ግንባር ነበር) ንሓደ ዓቢ ሃገራዊ ጉዳይ ዳግም ተመሊሶማ። ናይ ድሕሪ ናጽነት መንእሰያት፡ ብኹሉ መዳይ ዝዂሰኰስሉ፡ ወተሃደራዊ ታዕሊምን ኣካዳምያዊን ሞያዊን ስልጠናታት ዝካየደሉ፡ ሃገራዊ መሰልጠኒ ማእከል ንምምስራት።
| SKU | Unavailable |
| ISBN 13 | 9789994820023 |
| ISBN 10 | 9994820028 |
| Title | Warsay |
| Author | Solomon Berhe |
| Series | And #4827; And #4757; And #4723; And #4723; And #4725; And #4720; And #4632; And #4789; And #4654; And #4872; And #4853; And #4618; |
| Condition | Unavailable |
| Binding Type | Paperback |
| Publisher | Hdri Publishing |
| Year published | 2019-08-08 |
| Number of pages | 610 |
| Cover note | Book picture is for illustrative purposes only, actual binding, cover or edition may vary. |
| Note | Unavailable |